Search   phone1-(202) 677-5880

Eritrean Bayto DMV Membership Registration

ሕገ ደምቢ ባይቶ ይኣክል ሰሜን ኣሜሪካ

ኣባል ምንቅስቓስ ንዕላማታት ምንቅስቓስ ይኣኽል ተቐቢሉ፡ ኣብ ከተምኡ ኣብ ዝርከብ ናይ ይኣክል ምንቕስቓስ ዝተጸምበረ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ዝነብር ኤርትራዊ። 4. ወኪል ከተማ፡ ንምንቅስቓስ ከተምኡ ኣብ ባይቶ ይኣክል ሰሜን ኣሜሪካ ንምውካል ካብ ከተምኡ ብዴሞክራስያዊ መገዲ ተመሪጹ ዝመጸ ግለ ሰብ። 5. ፈጻሚ ኣካል፡ ካብቶም ሓሓደ ወከልቲ ምንቅስቓስ ከተማታት ዝተመርጹ ኣካያዲ ስራሕ ኮይኑ ኣብቶም ብባይቶ ዝሓልፍ ውሳኔታት ተሞርኲሱ፡ ንዕላማታት እዚ ምንቅስቓስ ብመገዲ ሓይሊ ዕማማት ዘተግብር እዩ። 6. ክፍልታት ዕዮ ወይ ሓይሊ ዕማማት፡ ንፖሊስታትን ዕላማታትን ባይቶ ይኣክል ንምፍጻም ኣብ ውሽጢ ባይቶ ዝህልዋ ናይ ስራሕ ክፍልታት። 7. ዓመተ ስራሕ ባይቶ፡ ካብ ግንቦት 25 ክሳዕ ግንቦት 24 ዝቕጽል ንዓመት ዝኸይድ ናይ ባይቶ ናይ ስራሕ ዘመን

Duration: Lifetime
Price: Free