Search   phone1-(202) 677-5880

Saturday, 30 November 2019 21:40

ሕገ ደምቢ ባይቶ ይኣክል ሰሜን ኣሜሪካ

Written by Bayto YiAkl North America
Rate this item
(0 votes)

Register to Vote

ስም እዚ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኤርትራያን፡ ‘ባይቶ ይኣክል ሰሜን ኣሜሪካ’ ዝብል ይኸውን። በዚ ስም ከኣ ይጽዋዕ

ስም እዚ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኤርትራያን፡ ‘ባይቶ ይኣክል ሰሜን ኣሜሪካ’ ዝብል ይኸውን። በዚ ስም ከኣ ይጽዋዕ

ካብ ኣብ ከተማታት ዝርከቡ ኣባላት ዝእከብ ክፍሊት ኣባልነት ዝምልከት ምንጪ ኣታዊ ባይቶ 5.1.1: ብሓፈሻዊ ባይቶ ዝጸደቐ፡ ከተማታት ካብ ኣባላተን ዝእክበኦ ናይ ኣባልነት ክፍሊት።

ንከተማኡ ኣብ ባይቶ ሴሜን ኣሜሪካ ዝውክል ውልቀ ሰብ፡ ዕድሚኡ ------ ወይ ልዕሊኡ ኮይኑ ብዲምክራስያዊ መገዲ ዝተመርጸ ክኸውን ኣለዎ።

ኣብ ሓይሊ ዕማም ዕንቅፋት ኰይኑ ተባሂሉ ዝተኸሰ ሰብ 4.6.7፡ ኣብ ስራሕ ዕንቅፋት ንዝኾነ ኣባል ክፍሊ ብድምጺ ካብ ሰብዓን ሓሙሽተን ሚእታዊት (75%) ኣባላት ናይታ ክፍሊ ዘይውሕድ ተወሲኑ ካብቲ ክፍሊ ክእለ ይኽእል። እዚ ውሳኔ ድማ ፈጻሚት ኣካል ክትፈልጦ ይግባእ።

ናይ ውክልና/ ስራሕ ንውሓት ጊዜ

ክፍሊት ፈጻሚ ኣካል 8.7.1: ኣባላት ፈጻሚ ኣካል ንባይቶ ኣብ ዝህብዎ ኣገልግሎት ዝኾነ ይኹን ደሞዝ ወይ ክፍሊት ኣይወሃቦምን።

7: ኣካያዲ ገንዘብን ንብረትን ዝምልኸት 9.3.8: ባንክ ሕሳብ ናይ ባይቶ ብተሓዝ ገንዘብን ክልተ ካልኦት ኣብ ክፍሊ ፍይናንስን ንብረትን ካብ ዝነጥፉ ወከልቲ ይኽፈት። እዞም ክልተ ሰባት ብኣባላት ክፍሊ ፋይናንስ ይምረጹ፡ ብፈጻሚ ኣካልን ባይቶን ድማ ይጸድቁ።

መስርሕ ምርጫ ፈጻሚት ኣካል 8.2.4 መድረኽ ምርጫ

ኣገባብ ምድላው ሕጹያት (ብዘየገድስ ንሞሽን 8 ብከመይ መሊስካዮ ብዘየገድስ፡ ነዛ ሞሽን እቲ ክልተ ደረጃ ዘለዎ መስርሕ ኣብ ዝዕወተሉ ጊዜ ሓሲብካ መልስ)

Read 25 times Last modified on Sunday, 01 December 2019 15:09
Login to post comments